ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ሰብ ሓዳር ድምጻዊ ኢሳያስ ሳልሕን ተዋሳኢት ሄለን ተስፋይን


ራሻ ብዝብል ሳጓ'ዩ ዝፍለጥ። 'ትዓብርኒ'ለኺ' ብእትብል ኣብ 2015 ዝዘርግሓ ደርፊ'ዩ ዝያዳ ጎሊሑ ወጺኡ። መንእሰይ ድምጻዊን ክራሪስታን ኢሳያስ ሳልሕ ምስ ተወሳኢት ሄለን ተስፋይ ሓዳር መስሪቶም ወዲ ተቦኪሮም ኣለዉ። ሄለን ተስፋይ ድማ ኣብ ብርክት ዝበላ ድራማታት እናዓንበበት ዝመጸት ኮይና፡ ኣብታ ኣብዚ እዋን'ዚ ትቕጽል ዘላ "እንዳ ዝማም" ትብል ተኸታታሊት ድራማ ከም 'ማክዳ' ኮይና ትጻወቶ ዘላ ጠባይ ድማ ዓቕማ ዘመስከረ ኮይኑ ተወሲዱላ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG