ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም ኢደን ንመንግስቲ ምሃበን ኣጻራይ ሓበረታ ህጹጽ እዋን ኣፍሊጡ


ኣባል መሪሕነት ህወሓትን ኣብ ባይቶ ኢትዮጵያ ኣፈ ጉባኤ ቤትምኽሪ ፈደረሽን ዝነበረትን፥ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም ኣብ መቐለ ንሓይልታት ብምክልኻልን ኢትዮጵያ ኢዳ ከምዝሃበት ኣጻራይ ሓበረታ ህጹጽ እዋን ኣፍሊጡ።

ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም ካብ መንጎ ትሸዓተ ኣባላት ፈጻሚ ስራሕ ህወሓት ሓንቲ ምዃና ኣብ ትዊተር ገጽ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ዝወጸ ሓበሬታ የመልክት።

ወ/ሮ ኬርያ ኣብ ቀረባ ኣብ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ዝነበራ ሓላፍነት ብፍቓዳ ሓዲጋ ናብ መሪሕነት ፓርታ ከምዝተጸንበረት እቲ ሓበሬታ የመልክት።

XS
SM
MD
LG