ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መስርሕ ምቁጽጻር ኣንበጣ እትገልግል ማሽን ዝሰርሐ መንእሰይ መሃንድስ


መሃንድስ ኣሕፈሮም ተኸስተ
መሃንድስ ኣሕፈሮም ተኸስተ

ኣብ ምህዞን ሰንዓን ዝነጥፍ መንእሰይ መሃንድስ ኣሕፈሮም ተኸስተ መቐጸልታ ናይ’ቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሰርሖም ናይ ምህዞን ሰንዓን ስርሓት፡ኣብ መስርሕ ምቁጽጻር ምንፋር ዘይጀመሩ ዕስለ ኣንበጣ ዝውዕል ማሽን ስኒዑ’ሎ። እታ ማሽን ብዘይ ጸዓት ትሰርሕ ኮይና ኣብ ጽሬት ሆስፒታላትን ጎደናታትን’ውን ከምእተገልግል መሃንድስ ኣሕፈሮም ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG