ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'እምነት እስልምና ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ቅልውላው ዝርከብ ሃይማኖት'ዩ' ፕረ. ፈረንሳ


ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን እምነት እስልምና ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ቅልውላው ዝርከብ ሃይማኖት እዩ ክብሉ ፀዊዖምዎ።

ለስ ሙርወክ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኣብ ምዕራባዊ ወሰና ወሰን ፓሪስ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ እስልምና ኣብ ዙሪያ ዓለም ዋላ እውን ኣብተን እምነት እስልምና ዓብላሊ ሃይማኖት ኣብ ዝኾነሉ ሃገራት ከይተረፈ ኣብ ዓሚቕ ቅልውላው ይርከብ፤ምኽኒያቱ ድማ ኣብ መንጎ ፅንፋዊነትን ፖለቲካዊ ፕሮጀክትታትን ዝተፈጥረ ወጥሪ ናብ ፍፁም ፅንፋዊነት ብምምርሑ እዩ ኢሎም።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG