ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ባይቶ ይኣክል ኣመሪካ፥ ኣብ ኤርትራ ደሞክራሲያዊ ለውጢ ክቀላጠፍን ግዝኣታዊ ሓድነትን ልዑላውነትን ሃገርን ህዝብን ንምርግጋጽ ከምዝሰርሕን ኣብ ዕላምኡ ዘርዚሩ


Medhanie Ghezae Tesfahans
Medhanie Ghezae Tesfahans

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ባይቶ ይኣክል ኣመሪካ፥ ዝሓለፈ ዓርብን ቀዳምን ኣብ ዘካየዶ ፈላማይ ጉባኤኡ ኣብ ኤርትራ ደሞክራሲያዊ ለውጢ ክቀላጠፍን ግዝኣተ ሕጊ ዝኽበረላን ብቅዋም ትምራሕን ኤርትራ ክርኢ ከምኡ`ውን ግዝኣታዊ ሓድነትን ልዑላውነትን ሃገርን ህዝብን ንምርግጋጽ ከምዝሰርሕ ኣብ ዕላምኡ ዘርዚሩ`ሎ።

ተወልደ ወ/ገ ነቲ ብርሕቐት ዝተኻየደ ኣኼባ ድሕሪ ምክትታል፡ ካብ ኣወሃሃድቲ'ቲ ጉባኤ ንዝኾነ ንኣቶ መድሃኔ ተስፋሃንስ ኣዘራሪብዎ፡ ትማሊ ሕጽር ዝበለ ምቕራብና ይዝከር፡ ንሎሚ ድማ ካብቲ ደው ዘበልናዮ ክንቅጽል ኢና።

ኣቶ መድሃኔ፡ ባይቶ ይኣክል ካብተን ካልኦት ውዱባት ዝፈልዮ ብምግላጽ ይጅምር፥


XS
SM
MD
LG