ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ኣባላት G-15ን ጋዜጠኛታትን ዝተኣሰሩላ 18 መስከረም ንምዝካር ኣብ ዋሺንግተን ምድላዋት ተኻይዱ ኔሩ


.
.

.18 መስከረም 2001 ዓ/ም ኣብ ኤርትራ ኣባላት G-15 (ጉጅለ 15) ተባሂሎም ዝፍለጡ ላዕለዎት መንግስታዊ ሰበ ስልጣን፣ ናይ ውልቀን ጋዜጠኛታትን ዝተኣሰሩላ ዕለት እያ። መንግስቲ ኤርትራ ብክሕደት ሃገር ይኸሶም።

G-15
G-15

ካብ ኤርትራ ወጻኢ ኣብ ኤውሮጳን ዩናይትድ ስቴትስን ዝነበሩ ገለ ኤርትራዊያን፣ ነዛ ዕለት'ዚኣ ንምዝካር ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝገበሩ ዝዝከር እዩ።

ሎም ዘበን'ውን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ምድላዋት ዝገበሩ ኣለው። አዘራሪብናዮ ኣለና።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:03 0:00


XS
SM
MD
LG