ኣካፍል
መሕተሚ
10 ብሽም ኣምሓራን ኦሮሞን ዝተወደቡ ፖለቲካዊ ውዱባት፥ ናይ ሓባር ፖለቲካዊ መትከላቶም ኣብ ዘርኢ ናይ ሓባር መግለጺ ተፈራሪሞም።
ኣብቲ ናይ ሓባር መግለጺኦም ቀጻሊ ሃገራዊ ዘተን ንምክያድ ከምኡ`ውን ትካል መጽናዕቲ ብሀረሰባት ክምስረት ምስምምዖም ተሓቢሩ`ሎ።
ካብ መንጎ`ቶም ውድባት ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ፥ መላእ ኣምሓራ፥ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፥ ፈደራሊስ ኮንግረስ ኦሮሞ ይርከብዎም።