ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕብረት ኤውሮጳ ንስደተኛታት ዝምልከት ሓዲሽ መደብ ኣውጺኡ.


EU Libya Migrants
EU Libya Migrants

እዚ ድሕሪ 5ተ ዓመት ቅልውላው ማይግረሽን ዝመጸን ነዊሕ ትጽቢት ዝተገብረሉን ፖሊሲ ሕብረት ኤውሮጳ፥ ሃገራት ነቲ ጾር ክካፈልኦ ዘገድድን፥ ዘይሕጋዊ ሰደተኛታት ናብ ዓዶም ከምዝምለሱ ዝገብርን`ዩ።

እቲ ብተረኛ ፕረሲደንት`ቲ 27 ሃገራት ዘለውኦ ደምበ ዝኾነት ጀርመን ዝተደገፈ ፖሊሲ፥ ሃገራት ንሓተቲ ዑቕባ ኮነ ነቶም ዝተነጽጉ`ሞ ናብ ሃገራቶም ዝምለሱ ኣብ ዝምልከት ኩለን ሃገራት ነቲ ጾር ናይ ምሽካም ሓላፍነት ክወስዳ ዘገድድ`ዩ።

ከምኡ ዶባት ኤውሮጳ ተወሳኺ ምቁጽጻር ክግበረሉን ኣብ ልዕሊ ኣሰጋገርቲ ደቂሰባት ተሪር ስጉምቲ ክውሰድን ይጽውዕ- እቲ ሓዲሽ መደብ ሕብረት ኤውሮጳ።

XS
SM
MD
LG