ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሜሮን ሰመዳር ንምርጫ ምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ ይወዳደር


ሜሮን ሰመዳር ኣብ ምርጫ ምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ
ሜሮን ሰመዳር ኣብ ምርጫ ምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ

ካልኣይ ክፋል ናይዚ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ዝቕጽል መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ክንምለሶ ኢና

ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ሜሮን ሰመዳር፡ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ጀሚሩ ኣብዚ ኣብ ዩኤስ'ውን ኣብ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን መሰል ስደተኛታትን፡ ክቃለስ ድሕሪ ምጽናሕ ፥ ሕጂ ድማ ናብ ቤት መኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ንምእታው ይወዳደር ኣሎ።

Meron Semedar
Meron Semedar

ምስ ንምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ ዝወዳደር ዘሎ መሮን ሰመዳር ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል፥-ካልኣይ ክፋል ናይዚ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ዝቕጽል መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ክቐርብ`ዩ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:11 0:00


ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ሜሮን ሰመዳር ንምርጫ ምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ ይወዳደር
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:11 0:00


XS
SM
MD
LG