ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ፥ ሓንሰ መስቀለ፡  መንእሰይ ማሰይናይ፡  ከምኡ ድማ ነባር ሃራሚ ጭራ ዋጣ ብርሃነ ወልዱ

ቂሐ-ጽልሚ፥ ሓንሰ መስቀለ፡  መንእሰይ ማሰይናይ፡  ከምኡ ድማ ነባር ሃራሚ ጭራ ዋጣ ብርሃነ ወልዱ
ቂሐ-ጽልሚ፥ ሓንሰ መስቀለ፡  መንእሰይ ማሰይናይ፡  ከምኡ ድማ ነባር ሃራሚ ጭራ ዋጣ ብርሃነ ወልዱ

መንእሰይ ኣብርሃም ሽመንዲ ካብ ኣስመራ፡ ኣብ ማሰን መልቀስን ልዑል ፍቕርን ተገዳስነትን ዘርኣየን ዘማዕበለን መንእሰይ'ዩ።

ሚልዮን ኣብርሃም ካብ ቶሮንቶ ድማ፡ ኣብ በዓላት ሓንሰ መስቀለ፡ 'ዓኾዃይ ዓኾዃይ፡ ቁራዕ ሓምሊ ውጻእ ቁራዕ ጠስሚ እቶ' ምባል ባህ ይብሎ።

ኣብ ኣስመራን ኪነዉን ፍሉጥ ሃራማይ ዋጣ ዝነበረ ብርሃነ ወልዱ ኣብ ትግራይ ዋጣ ብዙሕ ከምዘይቀደወቶ'ዩ ዝገልጽ። ብምኽንያት ኣብ ፍቕሪ ዋጣ እናጎደለ ዝኸደ ተገዳስነት።

ኩሉ ኣብ መደብ ቂሐ ጽልሚ።

XS
SM
MD
LG