ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትግራይ-ውቕሮ ፥- ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ ናፃነት ሃይለሚካኤ።


ናጽነት ሃይለሚካኤል
ናጽነት ሃይለሚካኤል

ናፃነት ሃይለሚካኤል ገና ሰገን ጓል 16 ዓመት እናሃለወት እያ ናብ ስደት ዘምረሐት።

ቀልባ ናብ ስደት ምስ ነቀለ 10 ክፍሊ ትምህርቲ ምስ ወደአት ጉዕዞ ጀሚራ ናብ ዓዲ ዓረብ። ኣብ ዓዲ ዓረብ ን11 ኣዋርሕ ተኣሲራ። ኮይኑ ግዜ ቤት ህንንጸት ዘሕለፈቶም ኣዋርሕ ሓደ መፅሓፍ እያ ክትፅሕፈሉ ዝከኣለት ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ እያ ናፃነት ሃይለሚካኤል።

ኣለም ፍሰሃ ምስ ናፃነት ሃይመሚካኤል ዝገበሮ ሙሉእ ቃለ ምልልስ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

XS
SM
MD
LG