ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

በብዓመቱ ዝካየድ ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብማንዛ ማለት ብቪርቹዋል ይካየድ ኣሎ

FILE PHOTO: The United Nations flag is seen during the 74th session of the United Nations General Assembly at U.N. headquarters in New York City, New York, U.S.
FILE PHOTO: The United Nations flag is seen during the 74th session of the United Nations General Assembly at U.N. headquarters in New York City, New York, U.S.

በብዓመቱ ዝካየድ ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብማንዛ ማለት ብቪርቹዋል ይካየድ ኣሎ።

ካብቶም ንኒውዮርክ ዘጨናንቅ፟ዋ ዓለምለኻዊ ኣኼባታት ሓደ ዝኾነን ፡ ደሕነት ተኣከብቲ ንምውሓስ ተባሂሉ ድማ በዝሒ ዘለዎም ሓይልታት ፀጥታ ዝዋፈሩሉ ዝነበሩን ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት፥ ሎሚ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ነቲ ልሙድ ቀይርዎ እቲ ጉባኤ ብማንዛ ማለት ብቨርቹዋል ይካየድ ኣሎ ።

XS
SM
MD
LG