ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣብ እዋን መረጻ ኣብ ልዕሊ ኣባላቱን ቤተሰቦምን ብኣካላት መራሕቲ ተጽዕኖ ከምዝተገብረ ገሊጹ


salsay weyane
salsay weyane

ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ብምስታፉ ኩርዓትን ሓበንን ከምዝስመዖ ብምግላፅ ኣብ ከይዲ እቲ መረፃ ግና ዕንቅፋት ከምዝገጠሞ ሓቢሩ::

እቲ ውድብ ኣብ ዘውፀኦ መህለፂ ኣብቲ መረፃ ዝተሳተፉ ኣባላቱን ስድርኦምን ፅልዋ ከምዝበፅሖም እውን ገሊፁ::

ኣብዚ ጉዳይ ሙሉጌታ ኣፅብሃ ምላሽ ኮምሽን መረፃ እቲ ክልል እውን ኣካቲቱ ዝስዕብ ፀብፃብ ሊኢኹልና ኣሎ:


XS
SM
MD
LG