ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማሕበር ኤርትራውያን ስነ-ጥበበኛታት ኣብ ሽወደን-ናጻ ማሕበር ኮይኑ ይነጥፍ


Essey Tesfagabir
Essey Tesfagabir
Matios Haileab
Matios Haileab


ካብ ዝምስረት 10 ወርሒ ኣሕሊፉ'ሎ። ካብ ፖለቲካ ናጻ ኮይኑ ዝተመስረተ ምዃኑ፡ ካብ ፍሉይነቱ ሓደ'ዩ። ኣብ ሽወደን 45 ስነ-ጥበበኛታት ሓቑፉ ስርሑ ጀሚሩ'ሎ። ዓበይትን ገዳይምን'ውን ከም ናይ ክብሪ ኣባላቱ ጌሩ ይሓቁፍ'ዩ።

ስነ-ጥበብ ኤርትራ፡ ኣብ ወጻኢ ሞይቱ ከይተርፍ፡ ንምዕባዩን ንምሕያሉን፥ ከምኡ'ውን ንሕና'ውን ተጠርኒፍና ክንቅጽልን ክንተሓጋገዝን'ምበር፡ ካልእ ዕላማ የብልናን ይብሉ መራሕታ።

ደራስን ዲረክተርን ፊልም እሰይ ተስፋጋብር ኣቦ መንበር። ሙዚቀኛ ማቴዎስ ሃይለኣብ ድማ ምኽትል ኣቦ-መንበር'ዮም።

ዕላልና ይቕጽል፥

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:50 0:00


XS
SM
MD
LG