ኣብ ግጥምን ሙዚቃን ይነጥፍ'ዩ። ኣብ ባህልን ምስግጋር ባህልን ልዑል ተገዳስነት ኣለዎ። ሚልዮን ኣብርሃም ፥ ኣብ ከተማ ተወሊዱ ዓብዩ ከብቅዕ
ካብ ቀረባ ዓመታት ጀሚሩ ድማ ኣብ ወርሓት መስከረምን ሓንሰ መስቀለን ኣመልኪቱ ናይ ምጽሓፍ ዝንባለ ኣርእዩ'ሎ። ዝያዳ ክደፍኣሉ ብምትብባዕ፡ ንሎሚ ምስኡ ዝገበርናዮ ዕላል እነሆ!