ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

2ይ ክፋል ብዛዕባ ምምስራት ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ጨንፈር ዋሺንግተን ዲሲ


Mahfuz Ibrahim
Mahfuz Ibrahim

ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንኣዋርሕ ተጎናዲቡ ዝጸንሐ ምምስራት ባይቶ ይኣክል ጨንፈር ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን፡ ዝሓለፈ ቀዳም 29 ነሓሰ 2020 ተመስሪቱ'ሎ።

እቲ ብናይ ዙም ቪድዮ ብርሕቐት ዝተኻየደ ኣኼባ ብቕሉዕን ናጻን ዝተኻየደን ደሞክራሲያዊ ኣገባብ ዝተኸተለን ምንባሩ'ውን ተጠቒሱ'ሎ።

ምስ ኣባል መሪሕነት ባይቶ ይኣክል ጨንፈር ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ኣቶ ማሕፉዝ ኢብራሂም ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:07 0:00


XS
SM
MD
LG