ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን መንግስቲ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ንዝተቐትሉ 67 አባላታ ፍትሒ ከውጽእ ጸዊዓ


የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋኅዶ ቤተክርስትያን
የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋኅዶ ቤተክርስትያን

ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን መንግስቲ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ንዝተቐትሉ 67አባላታ ፍትሒ ከውጽእ ጸዊዓ።

ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ቅትለት ህቡብ ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ብዝተላዕለ ግጭት 67ምእመናን ኮነ ኢሎም ተቀቲሎም'ዮም ክትብል ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ገሊጻ።

እታ ቤተክርስትያን ሎሚ ኣብ አዲስ አበባ ዝርከብ መንበረ ፓትርያርክ ኣብ ዘውጽዓቶ መግለጺ ኣብ ክልል ኦሮምያ ሓደ ሓደ ከባቢ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ብምዃኖም ጥራይ ኮነ ተባሂሉ ብዝተዋደደ ኣገባብ ምእመናን ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ምቕታሎም ብምግላጽ መንግስቲ ክልል ኦሮምያን ፈደራልን መሰል ምእመናን ክኽበር ክሰርሑን ንተሓተቲ ናብ ፍርዲ ከቅርቡ ዝኣተውዎ ቃል ከተግብሩ ሕጂ'ውን ድሕነት ምእመናን ክህሎ ሓቲት'ላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG