ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ቐይዲ ዝርከብ ፖለቲከኛ ጀውሃር መሓመድ ይሓምም ከምዘሎ ድሕሪ ምሕባሩ ኣብ ክልል ኦሮምያ ተቓውሞ ምልዓሉ ተገሊጹ


ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ፖሊስ ዝርከብ ፖለቲከኛ ኣቶ ጀውሃር መሓመድ ሕማም ይስምዖ ከምዘሎ ንቤት ፍርዲ ድሕሪ ምግላፁ ኣብ ገለ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ብዝተልዓለ ተቓውሞ ህይወት ሰባት ዝጠፍአሉ ጉድኣት ምውራዱ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ገሊፆም።

ወሃቢ ቃል ክልል ኦሮሚያ ግን መጠን ዝወረደ ጉድኣት ይጻረይ ምህላውንን ንህዝቢ እውን ከምዝግለፅን ኣፍሊጦም።

XS
SM
MD
LG