ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይን ተኸታታሊ ፊልምታት ኣብ ምስራሕ ክነጥፍ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ዳዊት ዘካርያስ ብሕማም ሽኮርን ጸቕጢ ደምን ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ከተማ መቐለ ምዕራፉ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኣለም ፍስሃ ካብ ከተማ መቐለ ኣረጋጊጹ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available