ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ገጣሚ፡ደራስን ጋዜጠኛን ቋንቋ ዓረብ ኣሕመድ ዑመር ሸኽ


ገጣሚ ደራስን ጋዜጠኛን ኣሕመድ ዑመር ሸኽ፡ብዝጽሕፎም ናይ ቋንቋ ዓረብ ግጥምታት፡ልብ ወለዳትን ንህልው ኩነታት ዝምልከቱ ዓንቀጻትን ኣብ ኤርትራ ይኹን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ጽቡቕ ተፈላጥነተን ተቐባልነትን ረኪቡ’ዩ።

ኣብ ሓፈሻዊ ስርሓቱ ዘተኮረ ሓበሬታ ክህበና ንገጣሚ፡ደራስን ጋዜጠኛን ኣሕመድ ዑመር ሸኽ ጋሻ ቂሐ-ጽልሚ ገይርናዮ ኣሎና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዕላል ምስ ገጣሚ፡ደራስን ጋዜጠኛን ቋንቋ ዓረብ ኣሕመድ ዑመር ሸኽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:26 0:00


XS
SM
MD
LG