ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ከተማ ባጽዕን ናብ ሓንቲ ካብ ደሴታት ዳህላክ ዝገበርዎ ዑደት


ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ
Massawa Beach
Massawa Beach

ኣባላት ብሄራዊ ትያትርን ጃኖ ባንድን ዝሓዘ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ድሕሪ`ቲ ኣብ ከረን ዘርኣዮ ምርኢት ሎሚ ዓርቢ ድማ ኣብ ከተማ ባጽዕ ንህዝቢ ዓቢይ ምርኢት ከምዘርኣየ ካብ`ቲ ቦታ ተገሊጹ።

Massawa Beach
Massawa Beach

እቲ ሰበ-ስልጣን ሚንስትሪ ወጻእን ቱሪዝምን ኢትዮጵያ ዝርከብዎ ጉጅለ፡ ሎሚ ብሰለስተ ጃልባታት ኣብ ሓንቲ ደሴት ዳህላክ ከምዝበጽሐ`ውን ወኪል ቪኦኤ ካብ ከተማ ባጽዕ ሓቢሩ`ሎ።

እቲ ጉጅለ ሰንበት ኣብ ከተማ ኣስመራ ዛዛሚ ምርኢት ከምዘቕርብ ንምፍላጥ ተኻኢሉ`ሎ።

ጸብጻብ ብርሃነ በርሀ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:02:10 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG