ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ክልል ትግራይ ዋልታ ዘውፀኦ ዜና ኮነ ተባሂሉ ዝተሰርሐን : ብሕጊ ከምዝከታተሎን ገሊፁ

ዋልታ ኢንፎርሜሽን ማእከል ዘውፀኦ ዜና ኮነ ተባሂሉ ዝተሰርሐን : ብሕጊ ከምዝከታተሎን መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊፁ::

ምክትል ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ህይወቶም ሓሊፉ ኢሉ ዋልታ ኢንፎርሜሽን ማእከል ብፌስቡክ ገፁ ዘውፀኦ ዜና ሓሶትን ስኑዕ ዝኾነን ዜና እዩ ክብል መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ::

ዋልታ ብወገኑ እቲ ዝተፈነወ ዜና ካብ ኣፍልጦ እቲ ትካል ወጻኢዝቐረበ ምኻኑ ብምግላፅ ይቕሬታ ሓቲቱ ኣሎ::

ምሉ እ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

መንግስቲ ክልል ትግራይ ዋልታ ዘውፀኦ ዜና ኮነ ተባሂሉ ዝተሰርሐን : ብሕጊ ከምዝከታተሎን ገሊፁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:40 0:00


XS
SM
MD
LG