ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትግራይ፡ ኣብ ሓደ መዓልቲ 9 ሚልዮን ፈልሲ ምትካሉ ተገሊጹ


ኣብ ትግራይ 22 ሓምለ 2011 ዓ.ም ወፍሪ መለስ ንሓምለዋይ ልምዓት ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 9 ሚልዮን ፈልሲ ምትካሉ ኣብ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ኣጠቃቅማ፣ ሓለዋን ልምዓት ዱርን ኣይተ ሙዑዝ ሃይሉ ገሊፆም።

ኣይተ ሙዑዝ ኣብዚ ዓመት ዛጊት ከባቢ 38 ሚልዮን ፈልሲ ከምዝተተኽለ ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ትግራይ፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ 9 ሚልዮን ፈልሲ ምትካሉ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:37 0:00

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG