ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀ/ሚ አብይ ዓረብ ኢማራት ንመራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝሃብዎ ሽልማት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም


ሕቡራት ዓረብ ኢማራትስ ንፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚንስትር አብይ አሕመድ ንዝሃብዎ ሽልማት ብዝምልከት ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር አብይ አሕመድ አቶ ፍጹም አረጋ ንድምጺ ኣሜሪካ መብርሂ ሂቦም ኣለው።

“ስምምዕ ሰላም ክልቲኣን ሃገራት ንሃገራት’ቲ ከባቢ ንማእከላይ ምብራቅን ከምኡ’ውን ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘለዎ ረብሓ ዓብይ ብምዃኑ ኣብነት’ውን ስለዝኾነ ብምኽንያት’ዚ ሕቡራት ዓረብ ኢማራትስ ንመራሕቲ ክልቲኣን ሃገራት በቲ ዝገበርዎ ኣበርክቶ ነዚ ሽልማት ምሃባ ኣብቲ እዋን ምሃብ ሽልማት ተገሊጹ’ዩ” ኢሎም።

አቶ ፍጹም አረጋ ካብ ባጽዕ ቐዲሙ ወደብ ዓሰብ ስራሕ ዝጀምረሉ ኹነት’ውን ይረአ አሎ ኢሎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG