ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ መራሕቲ ደቡብን ሰሜን ኮርያ

መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ዥን ኡን ምስ መራሒ ደቡብ ኮርያ ሚን ጃኢ ትማሊ ኣብቲ 1953 ዓ.ም ኩናት ክልቲኣን ኮርያ ምዝዛሙ ዝተፈራረምሉ ቦታ ንምዝታይ ጉዳይ ክልቲኣን ሃገራት ተራኺቦም።

እዚ ርክብ ክልቲኣን ሃገራት ንሳልስይ ጊዜ እንተኾነ ደቡብ ኮርያ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ናይ ኣቀባብላ ስነ ስርዓት ክትገብር ግን እዚ ናይ መጀመርያ'ዩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG