ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝተፈላለዩ ወረቓቕቲ ቆራሪጽካ ብምልጥጣፍ ዝስራሕ ስእሊ ኣብ ምፍራይ ዝርከብ ኣርቲስት


Artist Yosief Abraha
Artist Yosief Abraha

ኣርቲስት ዮሴፍ ኣብርሃ ይብሃል፡ `ኮላጅ` ተባሂሉ ዝፍለጥ ዝተፈላለዩ ወረቓቕቲ ቆራሪጽካ ብምልጥጣፍ ዝስራሕ ስእሊ ኣብ ምፍራይ ዝርከብ ኣርቲስት`ዩ። ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ `መሪላንድ` ከተማ `ስልቨር ስፕሪንግ` ኤግዚቭሽን ኣርእዩ ኔሩ። ኣብ`ዚ ኣብ ስትድዮና ተረኺቡ`ውን ምስ ተወልደ ወ/ገ ብዛዕባ ስእልታቱ ኣዋጊዑ ኔሩ፡

ምስ ኣርቲስት ዮሴፍ ኣብርሃ ዝተኻየደ ዕላል-2ይ ክፋልን፡ ኣብ`ቲ ዘርኣዮ ኤግዚቪሽን ዝተረኽቡ ሰባት ዝሃብዎ ርእይቶን ድማ ኣብ ዝቕጽል መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ክቐርብ`ዩ፡

Artist Yosief Abraha`s works
Artist Yosief Abraha`s works

XS
SM
MD
LG