ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሽልማት ኦስካር፡ ቲፍኒ ጸሃየ ሓዲሽ፡ ቀይሕ ምንጻፍን መድረኽን ትቆጻጸር


Tiffany Haddish wears a dress from designer from Eritrea in honor of her father

ትማሊ ሰንበት ምሸት ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርንያ ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ናይ ኦስካር ሽልማት፡ The Shape of Water ዘርእስታ ፊልም ዝበዝሐ ሽልማት ክትረክብ ከላ፡ ብፍላይ ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ፍልጥቲ ተዋሳኢት ቲፍኒ ጸሃየ ሓዲሽ፡ ንባህሊ ሃገራ ዘንጸባርቕ ዙርያ ተኸዲና ቀይሕ ምንጻፍ ብምርጋጻ ፍሉይ መልክዕ ዝሃበ ምርኢት ኔሩ።

90th Academy Awards
90th Academy Awards

Tiffany Haddish wears a dress from designer from Eritrea in honor of her father
Tiffany Haddish wears a dress from designer from Eritrea in honor of her father

እቲ ምሸት ካብ ሆሊውድ ካልኦት ኣፍሪቃውያንን ትውልደ-ኣፍሪቃን ብብዝሒ ተዋሳእቲ ዝተረኸብሉ ምንባሩ ኣብ`ቲ በዓል ዝተረኽበ ወኪል ቪኦኤ ዙማ ኮምፓወሬ ሓቢሩ`ሎ።

ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ተዋሳኢት ቲፍኒ ሓዲሽ ኣብ`ቲ መድረኽ ሽልማት ቀሪባ ንሕጹያትን ተዓወትን ካብ ዘፋለጡ ሓንቲ ኔራ።

Frances McDormand, left, and Tiffany Haddish greet each other at the Vanity Fair Oscar Party on March 4, 2018, in Beverly Hills, Calif.
Frances McDormand, left, and Tiffany Haddish greet each other at the Vanity Fair Oscar Party on March 4, 2018, in Beverly Hills, Calif.

ኣቐድም ኣቢላ ብዛዕባ ዝተከደነቶ ዙርያ ክትዛረብ ከላ፡ ንዝኽሪ`ቲ ዝሓለፈ ዓመት ዝዓረፈ ኣቦኣ ጸሃየ ሓዲሽ ክትብል ባህሊ ኤርትራ ዘንጸባርቕ ዙርያ ተከዲና ከምዝመጸት ገሊጻ ኔራ።

ምሉእ ጸብጻብ ሽልማት ኦስካር ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:34 0:00

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

መገሻ ፕረ. ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብ ኢትዮጵያ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG