መሕተሚ
እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት
This poll has been already closed
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 20,2022 ዜና (ሚ/ጉ/ወ ዚምባብወ ንመንግስቱ ሃይለማርያም ናብ ኢትዮጵያ ከረክብዎ ከምዝኽእሉ ይሕብሩ፥ ጸብጻብ ኩነታት ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞን ካልእን) ጸብጻብ ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ ዝጸዓና መካይንን ቃለ መሕትት ምስ ሩት ነጋሽ፡ ዋና ኣካያዲት ስራሕ ፈደረሽን ደቀንስትዮ ኮሜሳ የጠቓልል