ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ብሰላም ከይውዳእ ግጭት ዝፈጥርሉን ተሽከርከርቲ ዘቃጸልሉን ኩነታት`ዩ ዘሎ `- ወሃቢ-ቃል ክልል ኦሮሚያ


ፋይል- ካብ 2016
ፋይል- ካብ 2016

ለንቅነ ኣብ ዝተፈላለየ ኸባብታት ኦሮሚያ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ኮነ ኢሎም ብዝተወደቡ ሰባት ዝተመርሐ ምዃኑ መረዳእታ ኣለኒ ይብል ምንግስቲ ክሊ ኦሮሚያ። ኣማኢት ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዝወዓሉ`ውን ይገልጽ ኣሎ።

ኣብ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ህይወት ኣብ ልዕሊ ምጥፍኡ ልዕሊ 10 መካይን ከምዝነደዳ ወሃቢ-ቓል ኦሮሚያ ኣቶ ኣዲሱ ኣረጋ ንቪኦኤ ይገልጽ። ቀተልቲ መን`ዮም ንዝብል ሕቶ ክምልስ ከሎ ድማ ከምዚ ኢሉ

“ ህውክት ፡ ዕግርግር፡ ንብረት ምቅጻል ኣብ ዝበጸሓሉ እዋን፡ እቲ ሰልፊ ልዕሊ ዓቕሚ ኣብ ዝኾነሉ እዋን፡ ምስ ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት`ዩ እቲ ኹነታት ዝተኸሰተ"፡

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:02:53 0:00

XS
SM
MD
LG