ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ላስ ቬጋስ: ኣብ ሓደ ሙዚቃዊ ፈስቲቫል ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ 50 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ከተማ ላስ ቬጋዝ ኣብ ሓደ ሙዚቃዊ ፈስቲቫል ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ ክሳብ ሕጂ ዝተፈልጠ 50 ሰባት ምሟቶም ተሓቢሩ።
ነዚ መጥቓዕቲ ዝፈጸመ ውልቀ ሰብ ወዲ 64 ዓመት ስቴፈን ፓዶክ ዝተባህለ ሰብ ምኳኑን ምስ ፖሊስ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ተኹሲ ምሟቱን ተፈሊጡ’ሎ።

ፖሊስ ብተወሳኺ ኣብ ናይ ሆቴል ክፍሊ ነቲ መጥቓዕቲ ዝፈጸመ ሰብ ብዙሕ ብረት ከምዝተረኽበ ዝሓበሩ ኽኮኑ ከለው ምክንያት እቲ መጥቓዕቲ ግን ክሳብ ሕጂ ኣይተፈልጠን።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG