ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ሚ/ጉ/ ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ግጭት ክልላት ሶማሌን ኦሮምያን


ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ አቶ መለስ አለም
ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ አቶ መለስ አለም

ኣብ መንጎ ተዳወብቲ ወረዳታት ክልላት ሶማሌን ኦሮምያን ብዝተላዕለ ግጭት ካብ ሞቃዲሾ ዝመጹ ሓይልታት ተኻፊሎም እንተኾይኖም ዝተሓቱ ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ቲ ዝርዝር ኩነታት እቲ ጎንጺ ክዛረቡ ከምዘይከአል ገሊጹ።

​እቲ ሕቶ ዝተላዕለ ወሃቢ ቃል ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት አቶ መለስ አለም ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ’ዩ። ንሶም ብተወሳኺ ህይወት ሰብ ብምጥፍኡ ከምዘጉሃዮም ገሊጾም።

ኣብዚ ሓድሽ ዝተጀመረ ዓመተ 2010 ፈላማይ ዝኾነ መግለጺ ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ ዝተፈላለየ ኣርእስታት ዝተላዕልሉ ምኳኑ’ውን ተፈሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG