ሰለሞን ባይረ ካብ መንጎ ንፈስቲቫል ትግራይ ንኣመሪካ ዝመጹ ጉጅለ ባንድ`ዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ`ዚ ቐረባ ዓመታት ተሰማዒ እናኾነ ዝመጸን ክሳብ ሽልማት ዝበጽሐን ስነ-ጥበባዊ`ዩ።
ሰለሞን ወዲ ባይረ፡ ብዛዕባ ሓዉ ኣብራሃም ባይረ -ወዲ ባይረ`ውን ኣውጊዑ`ሎ።
ምሉእ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡