ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረሲደንት ትራምፕ ብዛዕባ ኣፍጋኒስታን ዝሓዞ ስትራተጂ ዕላዊ ጌሩ


Trump Afghanistan
Trump Afghanistan

ፕረሲደንት ትራምፕ ብዝዕባ ኣፍጋኒስታን ዝሓዞ ስትራተጂ ዕላዊ ጌሩ- ቀንዲ ነገር መሕብኢ ኣሸበርቲ ከይጥጥዕ ኣብ ኣፍጋኒስታን ክነጥቅዕ ኢና፡ ክነጥቅዕ ኸለና ግን እናኣወጅና ኣይኮናን ኢሉ ትራምፕ። ካብ ኣመሪካ ቢልዮናት ሓገዝ ከምትቕበል ዝጠቐሳ ፓኪስታን ድማ ንኣሸባርቲ ምዕቋብ ጠጠው ክተብል ኣለዋ ኢሉ።

ገለ ተንተንቲ ግን፡ ኣብ ልዕሊ ፓኪስታን ተሪር መንገዲ ምኽታል ሳዕቤኑ ይገድድ ይብሉ።

ምሉእ ጸብጻብ ኣለዎ፡

XS
SM
MD
LG