ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰሜን ኮርያ ፈተነ ሚሳይል ኣካይዳ


ፋይል
ፋይል

ሰሜን ኮርያ ሎሚ ዓርቢ ቅድሚ ፈተነ ተወንጫፊ ሚሳይል ኣካይዳ።

ብመሰረት ሓበሬታ ዮንሃብ ዝተባህለ ኣገልግሎት ዜና'ታ ሃገር ንወተሃደራዊ ምንጭታት እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ እቲ ፈተነ ሚሳይል ካብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዞባ ጃንጋንግ ከምዝተኻየደ ተፈሊጡ።

ፋይል
ፋይል

ሰሜን ኮርያ ብተደጋጋሚ ብእተካይዶ ዘላ ፈተነ ሚሳይል ኣብ ዓይኒ ኣሜሪካ ከምዝኣተወት ይፍለጥ።

በዚ ድማ ኣብ ሞንጎ ኣሜሪካን ሰሜን ኮርያን ዲፕሎማስያውያን ወተሃደራውን ወጥሪ ነጊሱ ምህላው ብተወሳኺ ይሕበር።

XS
SM
MD
LG