ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ኣሸሓት ኢትዮጵያውያን ካብ`ታ ሃገር ክወጹ ድሕሪ ዝወጸ ትእዛዝ ኣብ ሓዲግ ከምዝርከቡ ተፈሊጡ

ፎቶ ፋይል
ፎቶ ፋይል

ንግስነት ስዑዲ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ኣብ ዘውጸኦ ትእዛዝ፡ ኣብ`ታ ሃገር ብዘይሕጊ ዝነብሩ ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ 90 መዓልታት ክወጹ፡ እንተዘይኮነ ግን መቕጻዕቲ ከምዝጽበዮም ኣፍሊጡ ኔሩ`ያ።

ዛጊት 111,000 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ክምለሱ ከምዝተሰማምዑን 45 ,000 ድሮ ከምዝተመልሱን ወሃቢ ቃል-ሚንስትሪ ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ`ሎ።

ኣብ ስዑዲ ብዘይሕጊ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፡ 400,000 ኸምዝበጽሑ ሰበ-ስልጣን`ታ ሃገር ይኣምኑ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ኣሸሓት ኢትዮጵያውያን ካብ`ታ ሃገር ክወጹ ድሕሪ ዝወጸ ትእዛዝ ኣብ ሕዲግ ከምዝርከቡ ተፈሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:47 0:00

XS
SM
MD
LG