ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 32 ዓመት ውድድራት ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ ኣብ ምዕራባዊት ከተማ ኦክላንድ ተኸፊቱ


መበል 32 ውድድር ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ
መበል 32 ውድድር ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ

ኣብ`ቲ ኣብ ምዕራባዊት ከተማ ኦክላንድ ዝካየድ ዘሎ መበል 32 ዓመት ውድድራት ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ 20 ናይ ዓበይቲ ጋንታታትን 24 ናይ ናእሽቱን ይሳተፋ`ለዋ ክብል ኣቦ-መንበር ፈደረሽን ስፖርት ኣቶ ደስታ እምባየ ንቪኦኤ ገሊጹ።

ናብ ናይ ሎሚ ዓመት ፈስቲቫል ስፖርት ናይ ክብሪ ኣጋይሽ ኮይኖም ካብ ኤርትራ ዝተዓደሙ ፍሉጣት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዝነበሩ ነጋሽ ተኽሊትን ብርሃነ ዓንደብርሃን(ከርካሳን) እዮም።

መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:48 0:00

XS
SM
MD
LG