ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ ጽልሚ ምስ ዮናታን ታደሰ ካብ ኣስመራ፡ ተመስገን ዘገየ ካብ ኣዲስ ኣበባ


Yonatan and Temesgen
Yonatan and Temesgen

ኤርትራዊ ዮናታን ታደሰ(ዱላ) በታ `ኣብ ልበይ ኣሎ ምስላ` ትብል ሓዳስ ደርፉ ንብዙሓት ብወኒ ዘዕብድ ዘሎ`ዩ። ኢትዮጵያዊ ተመስገን ዘገየ ድማ በታ `እናተቖነና ከዕብዳና ኢለን `የ` ትብል ድርፉ ክንደይ ዘይዕበደ።

Yonatan and Temesgen
Yonatan and Temesgen

ናይ ሎሚ ኣጋይሽ ቂሐ-ጽልሚ ኣጋይሽ ኮይኖም፡ ተሞክሮታቶም ንሰማዕቲ ኣካፊሎም ኣለዉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:16:53 0:00

XS
SM
MD
LG