ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ወረዳ ቡሌ ሆራ ክሊ ኦሮሚያ ፡መንግስቲ ንብረትና የሕድገና`ሎ ይብሉ


ቡሌ ሆራ
ቡሌ ሆራ

ኣብ ምብራቕ ኦሮሚያ ዞባ ጉጂ ወረዳ ቡሌ ሆራ፡ መንግስቲ ንብረትና የሕድገና`ሎ ክብሉ ነበርቲ`ቲ ኸባቢ ኣማሪሮም።

ኣብ`ቲ ዝሓለፈ ናይ ተቓውሞ እዋን ንኣባላት ኦነግ ተመላልሱለን ኔርኩም ብምባል ልዕሊ 1,5000 ሞተር ብሽክለታ ኻብ ህዝቢ ኣኪቦም ናብ መንግስቲ ኣታዊ ኾይኑ`ዩ ከምዝበልዎም`ውን ጠቒሶም።

ብዛይካ `ዚ ብምኽንያት ዝተፈጥረ ህውከት ዝዓነወ ንብረት ክትክእዎ ኣለኩም ተባሂሎም ንብረቶም ከይተረፈ ሸይጦም ክኽፈሉ ተኣዚዞም። ክኸፍሉ ዘይክኣሉ ድማ ኣሸበርቲ ኢኹም ተባሂሎም ይእሰሩ ከምዘለዉ እቶም ነበርቲ ብተወሳኺ ንቪኦኤ ተዛሪቦም።

ኣዛዚ ፖሊስ`ቲ ኸባቢ ግን ኣሉታ ሂብሉ`ሎ።

XS
SM
MD
LG