ዋሽንግተን —
ሎሚ ሰሉስ ድማ ኣብ ከባቢ መንደፈራ ኣብ ትርከብ `ዓዲ-ባሪ` ትብሃል ዓዲ፡ ሓመድ ኣዳም ለቢሶም።
ከም ሓበሬታ ኣብ ቀብሮም ዝወዓለ መሓዝኦም ኣቶ ኣስገዶም ወልደጋብር፡ ኣቶ መለስ፡ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓሙሽተ ቆልዑን ኔሮም።
ብዛዕባ ድርሰታዊ ስርሖም ምስ ጋዜጠኛታትን ደረስትን ሰለሞን በርሀን መኮነን ተስፋይን ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።