ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

በራኺ ገብረመድህን፡ ኣብ ባህላዊ ደርፍታት ብርቱዕ ተገዳስነት ዘርኢ ዘሎ ኣርቲስት


Beraki Ghebremedhn
Beraki Ghebremedhn

በራኺ ገብረመድህን፡ ብሉጻት ባህላዊ ደርፋታት ኣበርኪቱ`ሎ። ዛጊድ 13 ደርፋታት ፡ ዝያዳ`ውን ክቕጽል`የ ይብል። ኣብ ጭቡጥ ናብራ ሕብረተሰብን ተፈጥሮኣዊ ጸጋታትን ተመርኩሱ ዘፍርዮም ዘሎ ስርሓት፡ ብዙሕ ኣድናቖትን ትምህርትን ይገድፉ`ለዉ።

መቐረት ባህልን ናብራ ሃገረ-ሰብን፡ ነቲ ዘይፈልጦ ከተመኛ`ውን ናብ መጻወድያ ፍቕሪ ከጥሕሎ ዝኽኣለ ደርፍታት ኣበርኪቱ።

በራኺ ገብረመድህን ካብ ኤርትራ ንሎሚ ጋሻ ቪኦኤ መደብ ቂሔ-ጽልሚ ኾይኑ ቐሪቡ`ሎ፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:45 0:00

XS
SM
MD
LG