ኣካፍል
መሕተሚ
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ ‘ኣዋጅ ህጹጽ ጊዜ’ ከምዝተገብረ ፈሊጥና ኣለና’ ይብል ሚኒስተር ወጻኢ ኣሜሪካ ዘውጸኦ መግለጺ።
‘ኩሎም ወገናት ካብ ህውከት ንክቁጠቡን፣ ሕገ መንግስታዊ መሰላት ብዘይምቁራጽ ንክኽበሩን’ውን’ እቲ ቤት ዕዮ ጸዊዑ’ሎ።