ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ ድሕሪ ናይ 15 ዓመታት ተጻብኦን መሰናኽላትን፡ ኤርትራ ኣብ ኩሉ መዳያት ትግስግስ ኣላ ” ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ


Osman Mohammed Saleh
Osman Mohammed Saleh

ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ኣብ ኒው ዮርክ ለንቅነ ኣብ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘስምዕዎ መደረ። ኤርትራውያን መንእሰያት ብፍላይ ንኽስደዱ ዘተባብዕ ግዳማዊ ፖሊሲታት ኣለዉ ክብሉ ወቒሶም።

ኣተሓሒዞም ኤርትራ ካብ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዜሮ ድምር ፖሊሲን ጎንጽን ወጺኣ፡ ዕብየት ኤኮኖሚኣ ብትብዓትን መስመር ዕብየታ ትትልም ኣላ ኢሎም።

ብዛዕባ ኤርትራ ንቪኦኤ ዝተዛረበት ኣብ ሚንስትሪ ወጻኢ ኣመሪካ ሓላፊት ጉዳይ ኣፍሪቃ ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ብወገና፡ ኣሸሓት ኤርትራውያን ብእግሮም ካብ`ታ ሃገር ብምውጻእ ድምጾም ይህቡ`ለዉ ኢላ። ኣተሓሒዛ፡ ምስ ኤርትራ ኣብ ናይ ልዝብ ጽምዶ ንምእታው ቕሩባት ኣለና፡ ማዕጾና ክፉት`ዩ ኢላ።

ምሉእ ትሕዝቶ`ዚ መደብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:04 0:00

XS
SM
MD
LG