ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ፡ ንያታዊ ትልሂትን ሙዚቃን ብሄረ-ትግርኛ ዝምልከት መጽናዕቲ ተኻይዱ


ያታዊ ባህሊ
ያታዊ ባህሊ

ኣብ ዝሓለፈ ፈስቲቫል ኤርትራ 2016 መጽናዕቲ ዝተኻየደለን 12 ነባራት ያታዊ ደርፍታትን ጸወተአንን ቀሪበን ኔረን። ካብ መንጎኤን፡ ወዓንበብ፡ ደንከላይ፡ ቆቖብ፡ መዳቆንስሕሲ፡ ኣባሓኒ ዝብላ ደርፍታት ከም ኣብነት ተጠቒሰን ምበርሂ ተዋሂብወን ኣሎ። ሺሻይ ሃይለኣብ፡ ካብ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ቐይሕ ብስነ-ጥበብን ስነጽሑፍን ዝተመረቐ `ዩ።

“ ካብተን ናብ ምርኢት ዝቐረባ ሓንቲ ወዓንበብ ትብሃል። ኣብ ኣቡነ ኣንበስ ሽመጃና፡ ኸምኡ`ውን ኣብ ሓንሰ መስቀለ ኣብ`ቲ ኸባቢ ዝርከባ ኣዋልድ ዝጻወትኦ`ዩ” ይብል። ከምኡ ውን ከም ኣበሓኒ ዝብሃል ኣብ ከባቢ ሰገነይቲ ዝጽወት፡ ከም መዳቆሕሲ ዝበለ ድማ ኣብ ከባቢ ድባርዋ ዝጽወት ያታዊ ደርፍታት`ውን ይጠቅስ።

ያታዊ ባህሊ
ያታዊ ባህሊ

እዞም ያታዊ ደርፍታት ገሊኦም ልዕሊ ክልተ ክፍለዘመን ዝገበሩ ምዃኖም ዝገልጽ መንእሰይ ሽሻይ፡ እቲ ንዕዖም ንምምዕባል ዝግበር መጽናዕቲ ቀጻሊ ምዃኑ የዘኻኽር።

መደብ ቂሐ ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:54 0:00

XS
SM
MD
LG