ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ካብ ኢህወደግ ዝሓሸ ለውጢ ክመጽእ ኣይንጽበን ` ርእይቶ ዝሃቡ ተቓወምቲ

Pemandangan jalanan yang rusak di kawasan permukiman kumuh, akibat hujan deras melanda kota Sao Paulo, Brasil.
Pemandangan jalanan yang rusak di kawasan permukiman kumuh, akibat hujan deras melanda kota Sao Paulo, Brasil.

ትማሊ ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ: ንሕቶ መንነት ኣብ ወልቃይት ዝሓላለኹን ዝሕተትሉን ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ክልላት ትግራይን ኣምሓራን’ዮም ኢሎም ኔሮም።

መላእ ኢትዮጵያ ሓድነት ፓርቲ ዝተባህለ ካልእ ተቓዋሚ ውድብ ብወገኑ፡ ካብ ኢህወደግ ወላ ሓንቲ ዝሓሸ ለውጢ ኣይንጽበን ኢና ተስፋ ቕሪጽና ኢና ይብል።

“ኢህወደግ ዝተለምደ ባህሪኡ ኢዩ፡ ንጸገማቱ ባዕሉ ኣብ ክንዲ ምፍታሽ ናብ ኻልኦት ንምልጋብ ኣጻብዕቲ ምውጥዋጥ ሎሚ ዝጀመሮ ኣይኮነን “ ኢሉ ዋና ጸሓፊ መኢኣድ ኣቶ ኣዳነ ጥላሁን።

ትማሊ ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ: ንሕቶ መንነት ኣብ ወልቃይት ዝሓላለኹን ዝሕተትሉን ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ክልላት ትግራይን ኣምሓራን’ዮም ኢሎም ኔሮም።

ኣቦ መንበር መድረክ ዝተባህለ ጥምረት ተቓወምቲ ዶ/ር በየነ ጴጥሮስ ድማ፡ ቀ/ሚ ሃይለማርያም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ኸም ናይ ህጹጽ ግዜ ኣዋጅ ጌረ`የ ዝርእዮ ኢሎም።

ኣብ ናይ ወልቃይት ኮሚቴ መንነት ኣምሓራ ዋና ጸሓፊ ኣቶ ተሻገር ወልደሚካኤል ላቀው ብወገኑ፡ እቲ ኣቶ ሃለማርያም ዝበልዎ፡ “ ንሓቶና ዘየገናዘበ፡ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ንምድንጋር ዘቕረብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ብጣዕሚ ኣሕዚኑና፡ ኣሕሪቑና`ውን ኣሎ” ኢሉ።

`ካብ ኢህወደግ ዝሓሸ ለውጢ ክመጽእ ኣይንጽበን ` ርእይቶ ዝሃቡ ተቓወምቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:15 0:00

XS
SM
MD
LG