ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ወጻኢ ዝተወልዱ ኤርትራውያን ተማሃሮ ብፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ይሽለሙ


ኣብ ሳዋ ኣብ ዝተኻየደ 7ይ ፈስቲቫል መንእሰያት ኤርትራ ዝተሳተፉ ኣብ ወጻኢ 2ይ ብርኪ ትምህርቲ ዝወድኡን ናብ ኮለጅ ዝኣትዉን ተማሃሮ ብፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሽልማት ተዋሂብዎም።

ምስ ወኪል ወኪል ቪኦኤ ዘዋግዑ ካብ ካንዳን ካብ ስዑዲ ዓረብን ዝመጹ መንእሰያት፡ ከምኡ ድማ ኣደ ካብ ከተማ ዳላስ ተክሳስ ዝኸዳ መናቱ ኣዋልድ፡ ብዛዕባቲ ፈስቲቫል ሓሳባቶም ገሊጾም ኣለዉ፡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:09 0:00

XS
SM
MD
LG