ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቪኦኤ ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቶ ሳሊሕ ኣሕመዲን


ኣቶ ሳሊሕ ኣሕመዲን
ኣቶ ሳሊሕ ኣሕመዲን

ቪኦኤ ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቶ ሳሊሕ ኣሕመዲን

ኣቶ ሳሊሕ ኣሕመዲን፡ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ`ዩ። ብዛዕባ`ቲ ሎሚ ኣብ ሳዋ ዝተኸፍተ 7ይ ፈስቲቫል መንእሰያት፡ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ብርሃነ በርሀ ኣዘራሪብዎ`ሎ። ኣቶ ሳሊሕ ኣብ`ቲ ን4ተ መዓልታት ዝካየድ ፈስቲቫል ሳዋ፡ ካብ ውሽጥን ወጻእን ዝመጹ ኣስታት 20 ሺሕ መንእሰያት ከምዝሳተፉ ገሊጹ`ሎ።

ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:53 0:00

XS
SM
MD
LG