ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶ/ር ተስፋይ መሓሪን ኣቶ ወልደስላሰ ኣሰፋውን ኣብ ጉዳይ ውሳነ ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ


Dr. Tesfamariam Mehari

ዶ/ር ተስፋይ መሓሪን ኣቶ ወልደስላሰ ኣሰፋውን፡ ክሊቲኦም ካብ ሎንደን ዓዲ-እንግሊዝ፡ ብዛዕባ`ቲ ውሳነ ብሪጣንያ ምውጻእ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ሓጺር ትንተናኦም ይህቡ።

እዚ ናይ ብሪጣንያውያን ካብ ኣባልነት ኤውሮጳዊ ሕብረት ናይ ምውጻእ ውሳነ : ካብ ቶክዮ ጃፓን ክሳብ ኤውሮጳን ክንዮኡን ዘንጎድጎደ ብፍላይ ኣብ ቁጠባውን ፊናንስያውን ጽላታት ዓለም ሓያል ስንባደ ፈጢሩሎ። ኣብ ኤስያ ብፍላይ: እቲ ቁጠባውን ፊናንስያውን ዝፈጠሮ ነውጺ ሓያል ብምንባሩ: ዞባዊ መራሕቲ ሃገራት ኤስያ ብህጹጽ ክእከቡ ቀሲብዎም ኣሎ።

ብመሰረት ተረኺቡ ዘሎ ጸብጻብ ዕዳጋታት ሆንግ ኮንግ ብ ኣርባዕተ ሚእታዊት ከንቆልቁል ከሎ: ኣብ ቶክዮ ጃፓን እቲ ምንቁልቋል ናይ ሾሞንተ ሚእታዊት ብምንባሩ: ኩሉ ኣህጉራዊ መሸጣታት እታ ሃገር ንግዚኡ ክውንዘፍ ተገዲዱሎ

ንተወሳኺ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG