ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወተሃደራት ኢትዮጵያ ቅድሚ ትማሊ ንሓንቲ ቁሸት ኦጋዴን ኣጥቂዖም ልዕሊ 51 ሰባት ቀቲሎም ይብል ግንባር ሓርነት ኦጋዴን


ONLF Fighters
ONLF Fighters

ወሃቢ ቃል-ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ሓሰን ዓብዱላሂ ንቪኦኤ ክፍሊ ኣምሓርኛ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ፡ ወተሃደራት መንግስቲ ኣብ ኦጋዴን ኣብ ጃማ ዱባድ ዝተባህለ ቁሸት ብዙሓት ሰባት ከምዝቐተሉ ገሊጹ።

ቪኦኤ ክፍሊ ሶማልኛ ዘዘራረቦም ሽማግለ ዓቢ-ዓዲ ብወገኖም “ 6ተ ሕጻናትን ደቀነስትዮን ዝርከብዎም፡ ኣብ`ታ ቁሸት 24 ሰባት ተቐቲሎም ኣለዉ። ኣብ ዝኾነ ይኹን ዘይነበሩ ምሳኺን `ዮም “ ኢሎም።

ፋይል
ፋይል

ነታ ቁሸት ከምዘንደድዋን፡ 10 ሰባት ኣብ ዝኣተውዎ ከምዘይፍለጥ`ውን ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:01:16 0:00

XS
SM
MD
LG