ድሕሪ መጥቓዕቲ ግብረ-ሽበራ መስከረም 11, 2001 ዓ.ም ንመዘኸርታ ማእከል ንግዲ ዓለም ዝተሃንጸ ማእከል መጉዓዝያ ዓለም ኣብ ዝመጽእ ወርሒ መጋቢት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጅምር ተገሊጹ። እዚ ብቅርጺ ትበርር ዑፍ ዝተሃንጸ ማእከል መጉዓዝያ ብ3.9 ቢሊዮን ዶላር ወጻኢ ዝተሃንጸ ምኳኑ’ውን ተፈሊጡ’ሎ።
ንመዘኸርታ ማእከል ንግዲ ዓለም ዝተሃንጸ ማእከል መጉዓዝያ ዓለም

5

6

7

8