`ጓል ገዛ` ትብል ሓዳሽ ንጽል ዜምኡ ዓቢይ ጥዋቐ ቪዲዮ ረኺባ`ላ። ኣብ ዝሓልፈ ውድድር ሽንግርዋ፡ ካብ መንጎ ዝበለጹ ዓሰርተ ኾይኑ ፈጺሙ-ኣማንኤል ገብረመድህን ካብ ኣስመራ ኤርትራ።
ካልእ ትሕዝቶ ቂሔ-ጽልሚ፡ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ውቕሮ ክሊ ትግራይ ዝርከብ ታሪኻዊ መስጊድ ነጋሽ ቀሪቡ`ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ መደብ ቂሐ ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡